ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ ፅሬት ኣቁሑትን : ናይ ቧንቧ ኣቁሐትን አዉቶሞቲቭ ኣቁሐት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።