ብናይ መደበኛ በጀት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ሎት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይ ፀብሪ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።