ንባዕሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣መሳርሒ ፅሬት ፣ኤለክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ቢሮ ፣ኣቁሑት ኤለክትርክሲቲ፣ ኣቁሑት መሳርሒ ህንፃ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ኣቁሑት መለዋወጢ መሰልጠኒ ሰብ ሞያታት ማለት እዉን መሰልጠኒ ምድላዉ ምግብን መስተን ፣መሰልጠኒ ፅባቀ ደቂ ተባዕትዩን ደቂ አንስትዮን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 5, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ
ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቁሑት : ህንፃ መሳርሒ : ናይ መኪና መለወዋጢ : ናይ ኮምፒተራት :ፕሪንተራት: ፎቶ ኮፒ ማሽን : ፋክስን : ላፕቶፕን ፅገና : ናይ ተሽከርከርቲ/ መኪና ፅገና ጋራዥ / : ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት ፕሪንተራት : ስሚንቶ ናብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ጣብያታት ምጎዕዓዝን : ሕትመት : ምርጥ እቶን ምፍራይ ሞድል : ናይ ፕሪንተራት : ፎቶ ኮፕን : ፋክስን ቀለም ምምላእ ግልፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ : ከሕትም : ከስርሕ : ከጎዓዕዝ ስለዝደሊ ብዘርፉ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ካብ በጀት ዓመት 2008 ዓ ም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ስራሕቲ ሕትመት ፣መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና፣ አቁሑተ ኤለክትሮኒክስን ፣መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ዝስዕቡ ረቁሕታት ተማልኡ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣስገለ ፅምብላ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቁሑት መካይን ኣቁሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ነቲ ሆስፒታል ግልጋሎተ ዝዉዕሉ ደንቢ ክዳን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ናዉቲ ማይ ፣ሕትመት ፣ናዉቲ ኤለክትሮኒክስን ፣ምግብን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ቆፃርን ካልኦት ዝተፈላለዩ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑት : ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒ :ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት : ዝተፈላለዩ ኮምፒተራትን ካልኦት ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ንፓምፕ መለዋወጢ ዝኮኑ : ብቻርጅ ዝተሰርሕ ናይ ሳይክል ሞተርን ካልኦት ናይ ሰርቪስ መኪና መለዋወጢ ንሕጋዉያን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 27, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣላማጣ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ህንፃ መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት: ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ኣቁሑት መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ ፅሬት ኣቁሑትን : ናይ ቧንቧ ኣቁሐትን አዉቶሞቲቭ ኣቁሐት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 25, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ በጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ናይ ቀዳማይ ዙር ዕድጊት ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑት :ደንቢ ክዳን : ኣቅሑት ኤለክትሪክ : ኣቅሑተ ኤለክትሮኒክስ : ኣቅርቦት ምግቢ: መቀያየሪ ኣቅሑት ማይ :መሳርሒ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 20, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሐመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ን 2008 ዓ/ም በጀት ዓመት መሳሪሒ ፅሕፈት : ኣቁሑት ፅሬት : ኣቁሑት ኤሌክትሪክ : ሕትመት : ናይ ማይን መገጣጠሚን ንብረታት ዝተፈላለዩ ዓለባ ደንቢ ልብሲ : ኣቁሑት ቢሮ ካልኦት ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 18, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽረ ተወሳኺ ኣንብብ