ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት መለዋወጢ ኣቁሑ መኪና ጎማታትን ከምኡዉን ኣቁሑት ፅሬትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክድዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 24, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጥቅምቲ 10, 2008 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ነጋዶ ብንግዲ ዘፈርኩም መሰረት
1 ናይ 2008 ዓ/ም ፍቃድ ንግዲ
2 ናይ መቅረበይነት ምዝገባ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዝሐደስኩም
4 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም እዚ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ሰዓት ስራሕ ክሳብ 24/2/2008 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ አብ ዘሎ ግዘ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ካብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይነንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 3 ክፍሊ ቁፅሪ 19 ን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊልኩም ብምዉሳድ ክትጫረቱ ይዕድም
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344406451 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል