ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቅራብ ዝተፈላላለያ ዓይነት ሞዴል ንዝለዎን ሞተር ሳይክላት ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ጋራጅ ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ከቅርበ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንናይ መከይን ግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 10000 ቅርሺ / ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ / ፡ ንናይ ሞተር ሳይክልግልጋሎት ፅገና ሰርቪስን ባዕል ሞያ ጋራጅ 5000 ቅርሺ / ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ /
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ዘለወን መኻይን ሰርቪስን ዕገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለወን ሞተርሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ከቕርብ) ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 15, 2017 5:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s