ተዓፅዩ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሙያን ንግስተ ሳባ ዓድዋ ኣብ 2013 ዓ/ም በጀት ዓመት ካብ ዝተመደበሉ በጀት ነቲ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኤሌክትሪካል ኢንዳስትሪ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኮንስትራክሽን ተንከፍ ፣ ናይ ዓመታዊ ናይ መኪና ፅገና ጋራዥ ናይ ጉልበት ዋጋ ፣ ናይ መኪና መቀያየሪ ኣቅሑት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ቡራሸለና ንሴክተራት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላዩ ኣቅሑት ብመደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸር ፣ አሌክትሮኒክስ፣ መኪና ሰርቪስ ፣ ከጫርት ወይ ድማ ከገልግል ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

የወልቃይት ስኳር ልማት ፕሮጀክት ለ2013 በጀት ዓመት ኣገልግሎት የሚውሉ በምድብ ያላቸዉ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ ለመግዛት ይፈልጋል ምድብ 1 የፅህፈት መሳሪያ ዕቃዎች፣ ምድብ 2 የፅዳት ዕቃዎች፣ ምድብ 3 የሕትመት እቃዎች፣ ምድብ 4 የኣደጋ መከላከያ ኣልባሳት፣ ምድብ 5 የኤሌክትሪክ እቃዎች ምድብ 6 የኤሌክትሮኒክስ እቃዎች ምድብ 7 የኮንስትራክሽን ዕቃዎች ምድብ 8 የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች በግልፅ ጨረታ አወዳድሮ መግዛት ስለሚፈልግ ከዚህ ቀጥሎ ባሉት መስፈርቶች የምታሟሉ ተጫራቾች እንድትወዳደሩ ይጋብዛል

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 9, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 9, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኤጄንሲ ሓለዋ ስነ ከባቢን ምምሕዳርን ኣጠቃቅማን ገፀር መሬት ክልል ትግራይ ን 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅ/መሳርሒ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ሞተር ሳይክል ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ናይ መኪና ፅገና ጋረዥ በቢ6 ወርሒ ዝሕደስ ንሓደ ዓመት ዉዕሊ ምእሳር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 7, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 7, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ