ተዓፅዩ

ናይ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ን ኣብያተ ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ሴክተራት ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ፅሬት ኣቅሑት፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ጉልበት መኪና ጉልበት ጋራዥ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ/ ክግልገል ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2013 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ወረዳና ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ፣ ሞተር ሳይክላትን ኣብ 2013 በጀት ዓመት ብጨረታ አወዳዲርና ንዓመት ሙሉእ ብኩንትራት ዉዕል ብምእሳር ግልጋሎትን ፅገናን ክነካይድ ስለ ዝደለና ዝስዕብ ረቃሒ እተማልኡ ሰብ ጋራዥ ክትወዳደሩ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈተ ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ንወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕሉ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ኣቅሑት ኮምፒተርን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ ኣቅሑት ዕጥቂ ስፖርት ፣ ናይ መኪና ፅገናን ናይ ኢድ ሞያን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ስለዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ እትደልዩ ነጋዶ ካብ ዕለት 12/12/2012ዓ/ም ክሳብ 26/12 /2012 ዓ/ም ኣብ ዘሎ እዋን ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ኣብ ወረዳና ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ብምዉሳድ ንክትጫረቱ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ