Closed
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2013 በጀት ዓመት ናይ መካይን ፅገና ኣጎልግሎት ንምርካብ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግልገል ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ትካል ዘዳልዎ ጨረታ ሰነድ ዘይንምለስ 100 ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 9ተ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 24, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ