ተዓፅዩ

ኮምሺን ስነ ምግባር ፀረ ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ መኪና ፅገና ገራጅ ብጨረታ አወዳዲሩ ከፀግንን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፈርኒቸር ፅገና ግልጋሎት ፣. ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ግልጋሎት ፣ ናይ መኪና ሕፅበት/ላቫጆ/ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ኣብዚ ፕሮፈርማ ክትወዳደሩ ትደልዩ ዝምልከተኩም ሕጋውያን ነጋዶ በቲ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ረቛሒ መሰረት ንክትወዳደሩ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 9, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 9, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ