ሓፈሻዊ ሆስፒታል ውቅሮ ደ/ከ/ስራሕ/ዕደ/ፋይ/ንብ/ምም/ርን ንዘለዎኦ መካይን ሰርቪስ ንምግባርን ንምዕጋን ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዉቅሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።