ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞበ ማእከል ናይቲ ቤት ፅሕፈት አገልግሎት እናሃባ ዝርከባ መካይን ንሰብ ሞያ ጋራጅ ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ከፀግን ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ወረዳታት ዞባታትን
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።