ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ስፖርትን ዕጥቅን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዓዲ ሓ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ትምህርቲ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገናን ናይ ስፖርት ዕጥቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኣላማጣ ንኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ ፋርጎ ማሽን፣ ኣቅሓ ፅሬት፣መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ፣ ፈርኒቸር፣ሕትመት፣ ዕጥቂ ስፖርትን መሳርሒ ሙዚቃን፣ ብአተዊ ቤት ማዘጋጃ ቶታል ስቴሽን ኣቅሓ ኤሌክትሪክን ብባጀት ኤጂዲፒ መሳርሐ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

2ይ ብርኪ ቤት ት/ቲ ዓዲ ሓቂ ካብ ድጎማ ኣብያተ ት/ቲ/GEQIP/ ዝረከቦ ገንዘብ ገይሩ መሳርሒ ስፖርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ