ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስገዶም ዕደጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንኮሌጅና ግልጋሎት ዝህቡ ናይ ኮምፒተር ቀለም TK 1160፣ ሕትመት፣ ስፖርት ዕጥቂ፣ንቴክኖሎጂ ንብረታት፣ ናይ ሶፋ ስፖንጂን ናይ ሶፋን ጨርቂን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2011 4:05 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።