ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ኮሮም ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕዳራ ንብርትን ንናይ 2012 በጀት ዓመት ኣብቲ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈታት ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ሲዒቦም ዝተዘርዘሩ ኣቁሑ ጨረታ ከዕድግ ይደሊ 1 መሳርሒ ቤት ፅሕፈት 2 ኤሌክትሮኒክስ 3 ሕትመት 4 ኣቁሑት ፅሬት 5 መለዋዋጢ ኣቁሑ መኪና 6 ዕጥቂ ስፖርት 7 ኣቁሑት ቢሮ 8 ፅገና ጋራጅ መኪና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 17, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 17, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኮረም
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘሪሁን መቐለ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 27, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 27, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ስፖርት ክለብ መቐለ 70 እንደርታ ነቲ ክለብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ስፖርት ዕጥቂ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 23, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ