ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ናይ ስፖርት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ክዕድግ ንደሊ፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሶኒ ጉንበት 5, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 05/09/2011ዓ/ም ክሳብ 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/09/2011ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0347-770028 ምድዋል ይከኣል