ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ናውቲ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 4, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ16,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማይጨው ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ 2011ዓ/ም በጀት ዓመት ንምምሃር ምስትምሃርን ንካልኦትን ግልጋሎትን ዝውዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ/ማኑፋክቸሪንግ ኮንስትራክሽን/፣ ናይ ተሽከርከርቲ መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር ፓርት/፣ ኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑን እስፖርት ዕጥቂን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 28, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 28, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንሎት ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2011 ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ዝረከብ ኣገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ሎት 1 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ፣ ሎት 2 ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ : ሎት 3 ናውቲ ስፖርት፣ በቲ ዘፍር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረበቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጉ/መ/ስ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ባህላዊ ስፖርት ዕጥቂ ናውቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 9, 2011 3:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ