ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ ናይ 2011 በጀት ዓመት ንናይ ወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቑሑት መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንኣቑሑት መለዋወጢ መኪናጋራዠ፣ ጋራዥ ሄድ ዋጋ መካይን፣ንኣቑሑት ፅሬት ፣ኤሌክትሮኒክስ፣ንሕትመት፣ ንዕጥቅታት ስፖርት፣ደንቢ ክዳን፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጣንቓ ኣበርገ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ደጎዓ ተምቤን ንዝተፈላለየ አብያተ ዕዩ መንግስቲ ዝጥቀማሎም ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ሕትመት:ፅሬት ኣቅሑት : ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 9:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንበጀት ዓመት 2011 ዓም ንዝተፈላዩ ኣብያተ ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : መለዋወጢ ሞተር ሳይክል : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ኣቀሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኮምፒተርን ኮምፒተር መለዋወጢን : ናይ ሸቀጣ ሸቀጥን ኣቅሑት ፅሬትን : ሓፂን መፂን ዕንፀይትን : መሳርሒ ህንፃ : ግልጋሎት ሕትመት : ዕጥቂ ስፖርትን ካልኦትን ንምዕዳግ ከምእዉን ን2011 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ግልጋሎት መጎዓዝያ ደረቅ ፅዕነት : ግልጋሎት ፅገና ኦፊስ ኣዉቶ ማሽን : ፅገና ሞተር ሳይክል ግልጋሎት ጋራጅን ፅገናን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ከስርሕን ግልጋሎት ክረክብን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ኣድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ናዕዴር ዓዴት ኣብቲ ወረዳ ዝርከባ ሴክተራት አገልግሎት ዝዉዕል ናይ መሳርሒ ፅሕፈት : አቁሑት ፅሬት : ናይ ሕትመት ስራሕቲ ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂ ምልክታ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክሕትምንዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ናዕዴር ዓዴት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ንብየት ፅሕፈት ቃፍታ ወረዳ ሑመራ ግጋሎት ዝዉዕሉ ምድብ 1 አቁሑት ፅሬት ምድብ 2 አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ምድብ 3 ስራሕቲ ሕትመት ምድብ 4 ዕጥቂ ስፖርት ብግልፂጨረታኣወዳዲሩ ዕድጊትክፍፅምይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 14, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቃፍታ ሑመራ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክላትን ሳይክላትን መለዋወጢ ኣቅሑትን ሕትመት ግልጋሎት ከምኡድማ ናይ ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጉሎመከዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: ሕትመት መለዋወጢ አቁሑት መኪና: መለዋወጢ አቁሑት ብሽክለታ: ዕጥቂ ስፖርት: አቁሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ አድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፀሕፈትን ካልኦት ሃለቅቲ አቁሑትን አቁሑት ፅሬት ኤለክትሮኒክስ አቅሑት ቢሮ ሕትመት ዕጥቂ ስፖርት መለዋወጢ አቁሑት መኪና ጎማን ካላማደርያን መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ኮለጅ ትምህርትቲ መምህራን አመራርሓን ትምህርቲን ዓድዋ ን2011 ዓም ዘመነ ትምህረቲ ዝተፈላለዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :መለዋወጢ ኣቅሑት ማይ ቧንቧ: መስመር ኤሌክትሪክን :መለዋወጢ ኣቀሑት መኪናን ኣይሲትን : ዕጥቅታት ስፖርት : ኣቅሑት ኬሚካላትን ቤተ ፈተነ ሳይንስን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ