ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈት ን2010 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል 1ይ ዙር ግልፂ ጨረታ ናይ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሰርሒ: ሕትመት:ፅሬት ኣቅሑት : ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 22, 2011 9:30 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መስከረም 8, 2011
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን /TIN NO/: ዝተሐደሰ መቅረባይነት :ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ወርሒ ሐምለ ቫት ድክሌር ዝገበርሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትክእሉ

2 ናይ ጨረታ መክብሪ ሀ ንፅሕፈት መሳርሒን ብር 10000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል : ንሕትመት ተሽከርከርቲ ግዝኢትን ነንሕድሕዶም ብር 5000 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል: ንፅሬት ኣቅሑትን ስፖርት ዕጥቅን ብር 1500 ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒአ ከትሕዝ ዝክእል

3 ኦርጅናልን ፎቶ ኮፒን ነንበይኑ ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ሰዓራይ ምካኑ ምስተረጋገፀ ድሕሪ 3ተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ክእስር ዝክእል

6 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን 2ይ ደብሪ ቁፅሪ 4 ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 7/1/2011 ዓም ሰዓት ክሳብ ዕለት 22/1/2011 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ኣድራሻና ጥቃ ትራፊክ መብራህቲ ዓዲ ሓዉሲ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728/72 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s