ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ስፖርትን ዕጥቅን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 26, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 26, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ መጋቢት 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 23/07/2011ዓ/ም ክሳብ 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/07/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344-480511/0914-259187 ምድዋል ይከኣል፡፡