ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብ ዘለዎ ሙሩፃት ዓሌት ኣላሕም ዝፈረየ ምህርቲ ፀባ ካብ 250-300 ሊትር ዝግመት በቢ መዓልቲ ዘምርቶ ፀባ ንውልቀ ሰባት ይኹን ማሕበራት ኣውትሶርስ / ንደገ ምሻጥ ንሰለስተ ዓመት በቢ ዓመቱ ዝሕደስ ንምሻጥ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና መስፍን ብረታ ብረትና ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ናይ ተረፈ ምህርቲ (leftover) Stainless steel sheet, leftover of galvanized sheet and used rafters ክሸይጥ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ቀረብ ማይን ፈሳሲን ከተማ መቀለ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ዘገልገሉ አረጊት ንብረት ማለት እዉን መካይን ሞተራት ጀኔተራት ብመሸጣ ከወግድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ክ/ከ/ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን ናይ ዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለየ ዓይነት ብሓራጅ ዝሽወጥ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘገልገሉ ንብረት ማለትዉን ናይ መኪና ጎማን ባትሪን ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ናይ ቢሮ ኣቑሑት ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነት ኤሌትሮኒክ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክወግድ ክሸይጥ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ኣብ ውሽጡ ዝርከቡ ኣብ ስራሕ ዘይውዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከወግድ /ክሸይጥ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 4, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተወ/ው/ማሕበር SHS ብጨረታ ክሸይጥ ስለዝደለየ ክትዕድጉ ትደልዩ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ስቪል ሰርቪስ ክልል ትግራይ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ዘገልገሎ ናይ ቢሮ ኣቑሑት (ቀወምቲ ናይ ቢሮ ኣቁሑት፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት) ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ፍረ-ስዉኣት ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቑሑት ተመሪቶም ዘይተሸጡ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምህርቲን ናይ ሓፂመፂን ተረፈ ምህርቲ/እስክራፕ/ ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ምምሕዳር ንብረትን ዝተፈለላዩ ዘገልግሉ ንብረታት ማለት እዉን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ኣቅሑት ቢሮ ማለት ፈርኒቸር : ኣቅሑት ኮንስትርክሽን :ሃለቅቲ ኣቅሑትን : ብተወሳኪ ዝተፈላለዩ ሓደሽቲ ቀለማትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 12, 2018 9:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ