Closed
ሱር ኮንስትራክሽ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር አብ ላጪ ቤት ፅሕፈት ኣብ መቐለ ከተማ ከባቢ ቤት ህንፀት መሰቦ ፕሮጀክት ካልኦት ፕሮጀክታትን ዝርከብ ዝተፈላለየ ዓይነት ዘገልገለ ንብረት ማለት እዉን በራሚል :ናይ መኪና ባትሪ: ጎማ : ቁርፅራፅ ሓፂን: ዕንጨይትን ካልኦትን ዘገልገሉ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 15, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 15, 2018 3:05 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ