ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ዝተፈላለዩ ዓይነታት እስክራፕ 70 ሽሕ ሓባ ጨረታ 90 ሽሕ ኪሎግራም ፒፒክሪን ዝተበላሸዉ ከረጢት 6500 ኪሎግራም ሪሳይክል ማተሪያል 26010 ኪሎግራም ፒፒፀሊም ቀለም 1000 ኪሎግራም ካልሺየም ካርቦኔት ንደንበኛታቱ ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ንዘለዎ ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ናይ ቦኽራ ኩ/መ/ሕ/ስ/ማሕበር ዩኔን ንብረት ዝኾነ ዘገልገለ ቺሊንግ ታንከር/Chilling Tanker/ ምስ ስታፕላይዘሩ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 22, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ይሓ ሪል-እስቴት ዘለዉዎ ዝተፈላለዩ ማዕፆታት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ድሌት ዘለኩም ዓደግቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር ካብ ዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ዝኣከብናዮም ዝዉገዱ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲርና ንምሻጥ ስለዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ትካልና ማሕበር ጉዱኣት ኹናት ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ኮምፒዩተር ፎቶ ኮፒ፣ ፕሪንተር፣ ስካነር፣ ወንበርን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ብዝሕ ዝበለ ጣውላን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቀረብ መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ዘለዎ ናይ ዝግልገሎም ንብረት ማለት ትቦ ብረት ማይን መገጣጠሚን ብተወሳኪ ድማ ናይ ትቦታት ቁፅፅርን ካልኦት ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 24, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፍረወይኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ፍረወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ካብ ዘለዉ ናይ ዘገልገሉ ንብረት ትቦ ብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 25, 2018 8:40 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ፍረወይኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ዝትፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ናፍጣ ጀነሪተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይ ቅነጣል ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ሰሜን ጥዕና ጣብያ ከ/ከ/ዓይደር ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ንብረትን ዓበይቲ ኦማት ዕንጨይቲ ብግሊፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ንምሻጥ ስለ ዝደለናዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ