ትካልና ማሕበር ጉዱኣት ኹናት ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ኮምፒዩተር ፎቶ ኮፒ፣ ፕሪንተር፣ ስካነር፣ ወንበርን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ብዝሕ ዝበለ ጣውላን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደለየ ንክትጫረቱ ብኽብሪ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።