Closed
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት እናሃቡ ዝነበሩ ዝተፈለላዩ ንብረታትን ብኮኒታ ጉድአት ዝብፅሐን ሎት ሐደ ተሽከረከርቲ ትራከተን ኒሳን መኪናን ከምእዉን ናይ መኪና ቁርፅራፅ : ሎት ክልተ ሞተር ሳይካልት ሎት ሰለሰተ : ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ማሸን ካልኦትን : ሎት ኣርባዕተ ፈርኒቸራት : ሎት ሓሙሸተ ናይ ፈርኒጂ ፅሕዲታትን ናይ ማይ ሮቶታትን ብቲ ተመሓይሹ ዝወፀ ቁፅሪ 255/2007 በዚ መምርሒ ብሐራጅ ኣጫሪቱ ንብረት ከወግድ ስለዝደሊ ዝኮነ ይኩን ዉልቀ ሳብ ወይከዓ ትካል ክጫረት ክምዝክእል ነፍልጥ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋሎት ሐደ 50000 ብር ሎት ክልተ 30000 ሎት ሰለሰተ 20000 ብር ሎት ኣርባዕተ ሓሙሸትን ድማ 10000 ብር
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ