ትሩዝ ኬሚካል ፋብሪካ ዝተመረፁ ንመኪና ዓበይቲ ጎማ አጫሪቱ ክሸዉፕ ሰስዝደስየ ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ/ሩ እተደልዮ ካብ ዕለት 26/8/218ዓ/ም ክሳብ ዕለት 30/8/2018 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ስራሕ ቦታ እናመፃእኹም ክትመዝገቡ ከም እትኽእሉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።