ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐት ጥዕይቲ ባጃጅ ከምኡ እውን ንመቀያየሪ ዝውዕላ ሓንቲ መኪናን ሓንቲ ማሃንዲራን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐት ጥዕይቲ ባጃጅ ከምኡ እውን ንመቀያየሪ ዝውዕላ ሓንቲ መኪናን ሓንቲ ማሃንዲራን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ሴክተራት ግልጋሎት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 17, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ኣብ ሴክተራት ግልጋሎት ዝሃቡ ዝነበሩ ዝተፈላለዩ መካይንን ናይ መካይን ክፋላት ንብረታት ብሓራጅ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ሓድሸቲ ማለት እዉን ሞተር ሳይክል: ሴራሚክ :ፕሪነተር :ኮምፒር: ጀነሬተር :ናይ ማይ መብራህቲን ወዘተ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ክሸይጥ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2018 8:30 ቅ/ሰዓትቦታኣሕፈሮም ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት ጉንበት 16, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣሕፈሮም ኣብ 2018 ዓም ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላለዩ ዘገልገሉን ሓድሸቲ ማለት እዉን ሞተር ሳይክል: ሴራሚክ :ፕሪነተር :ኮምፒር: ጀነሬተር :ናይ ማይ መብራህቲን ወዘተ ብሓራጅ ግልፂ ጨረታ ክሸይጥ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ዉሽጡ ዝርከብ ዘገልገሉ ወይድማ ክዉገዱ ዝግብኦም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታዓዲግራትናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ኣብ ዉሽጡ ዝርከብ ዘገልገሉ ወይድማ ክዉገዱ ዝግብኦም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሽየጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ናይ ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ሓፃዊንን ቆርቆሮታትን አወዳዲሩ ንምሻጥ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ኩባንያና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓላ/ዝተ/ውኩ ናይ ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ሓፃዊንን ቆርቆሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምሻጥ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 12, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ሓፃዊንን ቆርቆሮታትን አወዳዲሩ ንምሻጥ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ኩባንያና ኢዛና መዓድን ልምዓት ሓላ/ዝተ/ውኩ ናይ ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ሓፃዊንን ቆርቆሮታትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ንምሻጥ ስለ ዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 13, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ቀዳማይን ካልኣይን ደረጃ ስሚንቶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 25, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 25, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታኣፅቢ ወንበርታናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ ተሽከርከርቲ 15000 ቅርሺ: ንካሊእ ንብረት 2000ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 10, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ካብ ኣብያት ፅሕፈት ወረዳ ኣፅቢ ግልጋሎት ዘይህባ ተሽከርከርቲ : ዝተፈላለዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዘገልግል ዝነበረ ዝተፈላለየ ሞልድ፣ፕሪካስትን ሚክሰርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለየ ክብደት ዘለዎም ሓፂነ መፂን ብኪሎግራም መዚኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 10, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ኣብ ከተማ ውቕሮ ክልተ ኣውላዕሎ ኣብ ህንፃ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝርከብ ኣብ ናይ ኮንስትራክሽን ስራሕቲ ዘገልግል ዝነበረ ዝተፈላለየ ሞልድ፣ፕሪካስትን ሚክሰርን ዝኣመሰሉ ዝተፈላለየ ክብደት ዘለዎም ሓፂነ መፂን ብኪሎግራም መዚኑ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 7, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ