ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አፀዱዲራ : ትካረይ : ስለዝደለየት ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)መኪና ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አፀዱዲራ : ትካረይ : ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ገዛ/ህንፃ ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዝኸፈል ካብ መቐለ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ምስ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2019ዓ/ም ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 14, 2018 4:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዝኸፈል ካብ መቐለ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ምስ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2019ዓ/ም ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)መኪና ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)መኪና ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)መኪና ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 5000 ሊትር ቦጥ ማይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዉዕሊ ብምእሳር ክትዕድግ ስለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 15, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)መኪና ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 5000 ሊትር ቦጥ ማይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዉዕሊ ብምእሳር ክትዕድግ ስለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)ማሽነሪ ክራይ ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 24, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቀለ ናብ ሽረን - ማጨውን ዝከዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዘን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)መኪና ክራይትራንስፖርት ግልጋሎት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቀለ ናብ ሽረን - ማጨውን ዝከዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዘን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።