ግልፂ ጨረታClosed ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናብ ደብረዳሞ ንስራሕ ንምኻድ መጎዓዝያ ትኸውን 05 ሰብ ትሕዝ 1 ሃርድቶፕ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 23, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 23, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሓምለ 20, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ናብ ደብረዳሞ ንስራሕ ንምኻድ መጎዓዝያ ትኸውን 05 ሰብ ትሕዝ 1 ሃርድቶፕ መኪና ክካረይ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ግልፂ ጨረታClosed ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2019 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 29, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታሽራሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 17, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ናይ ከተማ ሸራሮ ማያኒ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ዳይሬክተር ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ናይ በጀት ዓመት 2019 ዓም ንናይ ሆስፒታልና ሰራሕተኛታት መመላለሲት እትውዕል ግልጋሎት ክራይ ሰርቪስ መኪና ግልጋሎት ክራይ ፅዕነት መኪና ብግልፂ ጨረታአወዳዲሩ ክካረይን/ክዕድግ ሰለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 17, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ--ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሓምለ 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 16, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 16, 2018 10:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 10, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2019 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አፀዱዲራ : ትካረይ : ስለዝደለየት ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 14, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UPA ፕሮጀክት ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ አፀዱዲራ : ትካረይ : ስለዝደለየት
ግልፂ ጨረታClosed ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 9, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 9, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሓምለ 3, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ይሓ ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ጨንፈር መቐለ ኣብ ግራውንድ 52.62 ካሬ ሜትር ዝኾነ ሓደ ገዛ ንንግዲ ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ከካሪ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዝኸፈል ካብ መቐለ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ምስ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2019ዓ/ም ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 13, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 14, 2018 4:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2019ዓ/ም ዝኸፈል ካብ መቐለ ማይ ፈሳሲ ወይ ካብ ኪሓ ጥራሕ ንተሃነፅቲ ፅሩይ ዝስተ ማይ ተምፅእ ልዕሊ 15 ሜ.ብ ትሕዝ ቦጥ መኪና ምስ ዘለዉኦም ዉልቀ ሰብሃፍቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ንሓደ ዓመት ክሳብ ሰነ 30/10/2019ዓ/ም ኣወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 24, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡