Closed
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓለፈነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ንናይትካልና ሰራሕተኛታት አገልግሎት ዝዉዕለ ክልተ ኣዉተብሳት ብግልፂ ጨረታ አወዳዳሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ኣብ ስራሕ ዝተወፈኩም መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 26, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ