ተዓፅዩ
ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ኣጠቃቅማን ምሕደራን መሬት ከተማ መቐለ ሰርቪስ ግልጋሎት ትውዕል ሚኒባስ መኪና - በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዝካረ ስለዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 27, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 27, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።