ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዝኸፈልኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።