ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 9, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኹሓ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ካብ ዕለት 1210//2018 ንተኸታታሊ መዓልትታት ኣብ ዝካየድ ወፍሪ ጎስጓስ ሕክምና ዓይኒ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ጎስጓስ ንዘካይዱ ሰራሕተኛታት ግልጋሎት እትህብ ኮብራ መኪና ክራይ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም ።
ፕሮፎርማ ጨረታClosed አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 4, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : አብ ዋና ቤት መጋጃ ከተማ መቐለ : ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ፅሕፈት አጠቃቅማን ምሕደራ መሬት - ከይዲ ስራሕ ምዝገባን ካዳስተርንቅየሳን መሬት ኣብ ክ/ ከተማ ዓዲ ሓቅን /70 ካሬ ስራሕ ንምስራሕ ግልጋሎት ዝዉዕል ሓደ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 5000 ሊትር ቦጥ ማይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዉዕሊ ብምእሳር ክትዕድግ ስለዝደለየት::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 18, 2018 9:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ጉንበት 15, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ 5000 ሊትር ቦጥ ማይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ዉዕሊ ብምእሳር ክትዕድግ ስለዝደለየት::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 16, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሚያዝያ 13, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ዝኽፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝርከብ ዝተኾመረ ሓመድ ብሎደር መሽን ካብ ዘለዎም ሰብ ዉልቀ ሃፍቲ ብክራይ ከበትኖ ይደሊ::
ግልፂ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 29, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 24, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል/ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቀለ ናብ ሽረን - ማጨውን ዝከዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዘን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 28, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቀለ ናብ ሽረን - ማጨውን ዝከዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዘን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ናይ ሰርቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ።
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትንኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ መምሪ ንዝኾንኩም ትካላት በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ ፦ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 9, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 9, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ /ሮሳኮሜታ/ ዝዓይነታ ናይ ጣልያን ስርሒት ብሎኬትንኮብልስቶንን መምረቲት ማሽን ን 5ተ ዓመት ብውልቀን ብማሕበርን ንዘምርቱ ከካርይ ስለዝደለየ መምሪ ንዝኾንኩም ትካላት በዚ ምልክታ ጨረታ እዚ ክዕድም ይደሊ ፦
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ናብ ሽረን ማጨውን ዝኸዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዝን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ፕሮፎርማ ኣወዳዲርናናይ ሰረቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 21, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 21, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 16, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ካብ ቤትፅሕፈት ምም/ር ከተማ መቐለ ናብ ሽረን ማጨውን ዝኸዱ ኣጋይሽ ስለ ዘለዉ ናብዝን ዝተገለፃ ከተማታት ኣጋይሽ ኣብፂሐን ዝምለሳ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ዝህባ መካይን ፕሮፎርማ ኣወዳዲርናናይ ሰረቪስ ግልጋሎት ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2018 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 15, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ካብ መደበኛ በጀት 2018 ኣብ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ንሓለዋ ሰራሕተኛ፣ ንፅሬት መሳርሒን ብተወሳኪ ኣብ ቀበሌ 18 ጥቃ ኣዋሽ ንፕሬዚደንት መኖርያ ገዛን ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሩይ ዝስተ ማይ ብቦቲ ፅዒንካ ንምቅራብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ከስርሕ ክግልገል ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 17, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 17, 2018 10:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንብረት ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::