ቐዳማይ ወያነ ገዛ ስራሕ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ካብ ዘለዎም ህንፃ ሓደ ኣብ ታሕቲ /Graund/ ዝርከብ ናይ መኪና መሕደሪ ፓርኪንግ ቦታ ብሎክ ረ/ ኣወዳዲሩ ከካሪ ስለዝዳለ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።