ሆስፒታል መቐለ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሕትመት ንምሕታም ኣብ ታቤላ ፅሑፍ ንምፅሓፍን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ (ከስርሕ) ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 1, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።