ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2010 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ናይ ኣቁሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኤሌክትሮኒክስን : ዉፅኢት ስራሕቲ ጣዉላ : ናይ ሕትመት ስራሕትን ናይ :ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 6, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 6, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ሕትመት :ስራሕቲ ጠዉላ: ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቅሑት ና ሞተር ሳይክል መለዋወጠ ኣቅሑትን 3000 ቅርሺ ንኤሌክትሮኒክስ ን ፅሕፈት መሳርሒ 5000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ኣክስዩን ማሕበር ናይ ጠረጰዛ ካለንደር ኣጀንዳ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 25, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 25, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s