ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በዓል አሸንዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ባነር ፖስተር ስቲከርን ፖስት ካርድ ክወዳደሩ ሰለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።