ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ አብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑትን ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ተሽከርከርቲ መኪና ፣ ኣቅሑት ቤተ ፈተነ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ቧንቧታት ማይ ፣ ዕጥቅን ንብረትን ስፖርተኛታት ብመደበኛ በጀት 2010 ዓም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2010 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሮብ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ከተማ ሽራሮ 2011 ዓም በጀት ዓመት ንዝተፈላለየ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት :ኤለክትሮኒክስ: ኣቅሑት ፅሬት : ሕትመት : ቀወምቲ ንብረት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 21, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሽራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
3ይ ግዘ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሕቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፅሄትን ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2011 ዓም ኣቅሑት ፅሬት: ሕትመት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ሞተርሳይክልን : ናይ ስፖርት ዕጥቂ : ፅሕፈት መሳርሒን ኣናእሽተይ ኣቅሑትን: ናይ መኪና ፅገና ጉልበት ዋጋ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 18, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሕንጣሎ ዋጅራት ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ን2010 ዓም በዓል አሸንዳ ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ባነር ፖስተር ስቲከርን ፖስት ካርድ ክወዳደሩ ሰለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2010 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ዉፅኢት ስራሐቲ ቤት ትምህርቲ ዘካተተ ሕትመት መፄሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 30, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ 2010 ዓም ናይ ተምሃሮ መፅሄት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ዝተፈላለዮ ናይ ፖድ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 5, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ጋዜጣታት ንምጥራዝ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ ተጫረት ንክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ናይ መፅሓፍቲ ሕትመት: ናይ ኣይሲቲ ናዉቲን: መሳርሒ ፅሕፈት ብግለፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 9, 2010 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ