ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈታት ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሃለቅቲ ናይ ፅሕፈት መሳርሕታት: ፅሬት ኣቅሑት: ኤሌክትሮኒከስ ኣቅሑት :ናይ መካይን መለዋወጪ ኣቅሑት: ናይ ሞተር ሳይክላትን ሳይክላትን መለዋወጢ ኣቅሑትን ሕትመት ግልጋሎት ከምኡድማ ናይ ሞተር ሳይክላት ፅገናን ሰርቪስን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕግድ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጉሎመከዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ዓዲጉዶም ኣብ 2011 ዓም በቲ ናይቲ ኮሌጅ መደበኛ በጀት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤለክትሮኒክስ ፡መሳርሒ ህንፃ ፡ ኣቅሑት ኣይቲ፡ :ኣቅሑት ኣዉቶሞቲቭ: መሳርሒ ፅህፈት: አናእሽተይ አቁሑት: ኣቅሑት ፅሬት :ሕትመት :ኤለክትሮኒክስ ፅገና: አቁሑት ቢሮን :ተሽከርካሪ ሞተር ሳይክልን ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓዲ ጉዶም ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሐለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ንኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ቀፂሉ ብሎት ዝተከፈለ ንብረት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ መሳርሒ ፅሕፈት: ሕትመት መለዋወጢ አቁሑት መኪና: መለዋወጢ አቁሑት ብሽክለታ: ዕጥቂ ስፖርት: አቁሑት ፅሬት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ አድያቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2011 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፀሕፈትን ካልኦት ሃለቅቲ አቁሑትን አቁሑት ፅሬት ኤለክትሮኒክስ አቅሑት ቢሮ ሕትመት ዕጥቂ ስፖርት መለዋወጢ አቁሑት መኪና ጎማን ካላማደርያን መኪናን መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ፅሕፈት መሳርሒ ናይ ፅሬት አቁሑትን ሕትመትን ንምዕዳግ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ቆላ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: አናእሽተይ አቁሑት: አቁሑት ኤለክትሮኒክስነ: ሕትመትን ብጨረታ አወዳደዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራያ ዓዘቦ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት ኣቅሑትን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ስቴሽነሪ :ምግቢ: ሕትመት ናይ ፅሬት አቁሑት: ደንቢ ክዳን: ህንፃ መሳርሒ: ኤለክትሪክ መሳርሒ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 4, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ኣቅሑት መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ዝተፈላለዩ ሕትመታትን : መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ከሕትምን ይደሊ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 2, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ