ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ናይ ዝተፈላለዩ መኻይን ስፔር ንምግዛእ : ናይ ኣዋጅን ደንብን ሕትመት ከሐትም ብግልፂ ጨረታ ካብ ሕጋውያን መቅረብቲ አወደዲሩ ውዕሊ ብምእሳር ክገዝእን ከሐትምን ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 11, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።