ካብ ትልምን ፋይናንስን ካብ ናይ ዩኒሴፍ በጀት ንዳ/ዳይሬክቶሬት ምድላው ትልምን ክትትልን ገምጋምን ግልጋሎት ዝውዕሉ መፅሓፍቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።