ኮርፖሬሽን ፓርክታት ኢንዱስትሪ ትግራይ ስራሕቲ ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 17, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 17, 2010 3:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጉንበት 3, 2010
posted:ልዕሊ 8 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
bidding: search status closed

1 ናይ 2010 በጀት ዓም በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ :ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር : ናይ ከፋላይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ ቲን ናምብር : ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ወረቀት ምስክር ናይ ወርሒ መጋቢት 2010 ሒሳብ ዘወራረድኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፊት ንፊት ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ጨንፈር መቐለ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ብምምፃእ ካብ 2/9/2010 ጀሚሩ ክሳብ 17/9/2010 ዓም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ትክእሉ

3 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብስፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ብጥረ ገንዝብ ምትሓዝ ዝክኣል

4 እቲ ጨረታ 17/9/2010 ዓም ሰዓት 3:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ህንፃ ሞሞና 8 ናይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን ኣብ ዘይተረከብሉ ይክፈት

5 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342417669 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ጨረታ መደብ

s