ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬትን መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ