ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሕፈት ሎት ክልተ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ሎት ሰለሰተ ኮበርታ ማለት እዉን ሚኒ ብላንኬት ሎት ኣርባዕተ ፕላስቲክ ሎት ሓሙሽተ ናይ ከበድቲ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም : ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩም ክትካኑ ይግባእ

2ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ምካንኩም መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ( ቲን) : ናይ መቅረባይነት ፈቃድ ዘለኩምን

4 ብምካኑ ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዝርዝር መምርሒ ዝሐዘ ሰነድ ንሕድሕድ ብር 300 ብምክፋል ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን እዚ ጨረታ ፃዉዒት ካብ ዝተገበረሉ ዕለት 2/10/2018 ዓም ክሳብ 6/10/2018 ዓም ሰነድ ጨረታ ብምግዛእ በቲ ቢሮ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ክተእትዉ ከም እትክእሉ ይገልፅ እዚ ጨረታ 6/10/2018 ዓም ረፋድ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ረፋድ ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቲ ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

5 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 መተሐሳሰቢ ናይ መሽነሪ መለወወጢ ዕለት 9/10/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344 408912 / 0914008595 / 0920426802

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s