ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ባንዴራታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 9:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ባንዴራታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፡ ሃልቕቲ ናውቲ ፅሕፈት ሎት-2፦ ሃለቕቲ ናውቲ ፅርየት ሎት 3፦ኮቦርታ(Mini blanket) ሎት-4፦ ላስቲክ ሎት-5 ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመለዋወጢ ኣቁሑት መኪናናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት+2 ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ትግራይ ን2018 በጀት ዓመት ሎት-1፡ ሃልቕቲ ናውቲ ፅሕፈት ሎት-2፦ ሃለቕቲ ናውቲ ፅርየት ሎት 3፦ኮቦርታ(Mini blanket) ሎት-4፦ ላስቲክ ሎት-5 ናይ ከበድቲ መሸነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ HCO በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 1, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ካብ HCO በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ንምግዛእ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬትን መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2018 4:00 ደ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ጉንበት 28, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተትናይ ቢሮ አቁሑት ተወሳኺ ኣንብብ : ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬትን መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትመፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን+4 ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ UNFPA Project ማይጨዉ፣ ዓዲግራትን መቕለን ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከሕትም ይድሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 10:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ከሕትም ይድሊ::
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2018 4:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 27, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕዽግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 1, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ይሓ ሪል እስቴት ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ጨ/መቐለ 3ይ ግዜ ዝወፀ ጨረታ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ክዕዽግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታራማናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ጉንበት 26, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢንኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን+3 ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ቀ/መ/ማይን ፈሳስን ከተማ ራማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዝተፈላለዩ ናይ መስመር ማያ ትቦታት፡ ናይ ትቦ መጋጣጠሚታት፡ናይ ፅሕፈትን ፅሬትን መሳርሕታት ኣቑሑ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑን ኤሌክትሮ መካኒካል ኣቑሑን ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ