ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ከተማ መቐለ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ኣድራሻ ክልል ትግራይ ዞባ መቐለ ክ/ከተማ ቀ/ወያነ ቤት ፍርድና ግልጋሎት ዝውዕል ሃላቒ ናይ ፅሕፈት ን ፅሬትን መሳርሒ ንበጀት ዓመት 2018ዓ/ም በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ሕጋዉያን ነጋዶ ብምውድዳር ኣብ ጨረታ ኣሸንፍቲ ምስ ዝኾኑ ኣካላት ሕጋዊ ዉዕሊ ኣሲሩ ዕደጋ ከካይድ ስለ ዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 8, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 9, 2018 4:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝ ደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2018 4:35 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ