ናይ ጨረታ ምልኸታ /ፕሮፎርማ
ወርሒ ሰነ 2018 ዓ/ም
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
1. ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዝሓደስኩም፣
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ናምቨር ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል ይዕድም፤
| ተ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | መፍለዪ /Specification/ | መለክዒ /Unit/ | በዝሒ /Qty/ | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ሰማያዊ ስክብሪቶ 50 ዝህዝ | ✓ ቡና ኦርጅናል፣ | ብፓኬት | 05 | ||
| 2 | ሓቃፊ በዓል ብረት | ብቁፅሪ | 100 | |||
| 3 | እሁ /HU/ 10 ዝህዝ | ✓ በዓል 35ml | ብፓኬት | 25 | ||
| 4 | ፍሉድ ምስ መበዕበዕኡ | ✓ ART-W-20, 209 | ብፓኬት | 20 | ||
| 5 | ስቴፕለር | ✓ ዓብይ | ብቁፅሪ | 05 | ||
| 6 | ስቴፕለር | ✓ ማእከላይ | ብቁፅሪ | 05 | ||
| 7 | ስቴፕልስ ሽቦ | ✓ 24/6 ቁ.20 | ብፓኬት | 50 | ||
| 8 | ናይ ፕሪንተር ቐለም | ✓ 59A ኦርጅናል | ብቁፅሪ | 05 | ||
| 9 | ናይ ፎቶ ኮፒ ቐለም | ✓ C-EXV-2224 | ብቁዕሪ | 02 | ||
| 10 | ማህተም ቐለም | ✓ Flawer/ 30ml | ብቁዕሪ | 10 |
✓ እንክተሎም መምርሒ:-
መብርሂ፦ _ቢሮና ዘዳለዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ወፃኢ ዝመልዓ መቕረባይ ካብ ውድደር ወፃኢ ዝከውን ። ስልኪ ቁፅሪ ብንፁር ኣብቲ ዝተኣሸገ ፖስታ ክፀሓፍ ኣለዎ ::
4. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 08/10/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 10 /10/ 2018 ዓ/ም ዝፀንሕ ኾይኑ 11/10/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ተኣዕዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡00 ይኸፈት::
5. ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኽቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ድሕሪት