ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ሕፅፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 10, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ሕፅፈት መሳርሒ ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 11, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ሰነ 8, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ::
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 22, 2018 5:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ7,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም ሰነ 13, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለየ ናይ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፕን ቀለም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 18, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ ሰነ 5, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ዝተፈላለየ ናይ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፕን ቀለም ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 22, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ እንዳስላሴ ሸረ ንዝተፈላለያ ንቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ንዘፈር መንግስታዊ አገልግሎት ከይዲ ስራሕ ምልማዕ ንግዲ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን : ኣቅሑት ኤሌትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሕፈት ሎት ክልተ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ሎት ሰለሰተ ኮበርታ ማለት እዉን ሚኒ ብላንኬት ሎት ኣርባዕተ ፕላስቲክ ሎት ሓሙሽተ ናይ ከበድቲ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ሰነ 4, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትንመለዋወጢ ኣቁሑት መኪና+3 ተወሳኺ ኣንብብ : ክፍሊ ዕደጋ ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ክልል ትግራይ ን2018 ዓም በጀት ዓመት ሎት ሐደ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሕፈት ሎት ክልተ ሃለቅቲ ናዉቲ ፅሬት ሎት ሰለሰተ ኮበርታ ማለት እዉን ሚኒ ብላንኬት ሎት ኣርባዕተ ፕላስቲክ ሎት ሓሙሽተ ናይ ከበድቲ መሽነሪ መለዋወጢ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየናይ ፅሕፈትአቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታኩሓዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሰነ 3, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ንሄዎ መባእታዊ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየናይ ፅሕፈትአቑሕት መሳርሒ ንክንገዝእ ሰለ ዝደለና ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑትን ካልኦት ደቐቕቲ ኣቑሑትን ንምዕደጋ ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑትኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢንዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና+1 ተወሳኺ ኣንብብ : ኢንስቲትዩት መፅናዕትን ምርመርን ፖሊሲ ትግራይ ናይ ፅሬት መሳርሒ ኣቑትን ካልኦት ደቐቕቲ ኣቑሑትን ንምዕደጋ ስለ ዝደሊ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንበጀት ዓመት 2018 ኣገልግሎት ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 5, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 5, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፣
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ባንዴራታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 4, 2018 9:05 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 2, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ባንዴራታት ዝምልከቶም ትካላት ብምውድዳር ብፕሮፎርማ ክዕድግ ይደሊ።