ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 01
ቁፅሪ ጉደ/ 589/11 /18
ዕለት 11/10/2018ዓ/ም
ቢሮ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ክልል ትግራይ ንቢሮና ግልጋሎት ዝውዕል ካብ 3R4-CACE ካብ ባንኪ አለም ብዝተረኸበ ሓገዝ ባጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ – ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ናይ ሓደ ዋጋ ብምቅማጥ ኣብ ፖስታ ዓሽኩም ኣብ ቢሮና ናብ ዘሎ ሳፁን ጨረታ ንክትእትዉንዕድም
| ተ.ቁ | ዓይነት ኣቕሑ | ዝርዝር መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ንሓደ ዋጋ | ጠቅ/ዋጋ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | ብር | ሳ | |||||
| 1 | ቦርሳ ብሳፕል መሰረት | ኦርጅናል ካት | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 2 | ኣጀንዳ | ኦርጅናል ናይ ወፃኢ 2026 | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 3 | ፍለሽ ሚሞሪ | ኦርጅናል 64 GB | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 4 | ናይ ኮፒዩተር ወረቀት 80 ግ | ደስጣ ባዓል500ሽት A4 | ደስጣ | 20 | ||||
| 5 | እስክርቢቶ ኦፊስ ሊንክ | ኦርጅናል | ባኮ | 10 | ||||
| 6 | ናይ ፕሪንር ቀለም | ኦርጅናኤል 151 | ቁፅሪ | 08 | ||||
| 7 | ስቴፕለር አብይ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 02 | ||||
| 8 | ስቴፕለር ማእኸላይ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 05 | ||||
| 9 | ማርከር | ፐርማነት ኦርጅናል | ባኮ | 10 | ||||
| 10 | ፕላስተር | ሻራ ኦርጅናል | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 11 | ፕላስተር ፕላስቲክ | ናይ ካርቶን መኦሸጊ ብጫ | ቁፅሪ | 05 | ||||
| 12 | ኡሁ | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 100 | ||||
| 13 | ናይ እርሳስ መደምሰስ | እቲ ዝሓሸ | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 14 | እስክርቢቶ ኦፊስ ሊንክ | ኦርጅናል | ባኮ | 01 | ||||
| 15 | ቦርሳ ብሳንፕል መሰረት | ኦርጅናል ተሓዛሊ ናይ ላፕቶፕ | ቁፅሪ | 04 | ||||
| 16 | ማስመሪያ | ባዓል 50cm | ቁፅሪ | 05 | ||||
| 17 | ካልኩሌተር | DJ120DPLUS | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 18 | Pointer ናይ ስልጠና | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 19 | ድቫይደር | ባዓል8 ፕላግ ዘኣቲናይ ኤሌክትሪክ | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 20 | ኬንት ብዓል ብረት | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 50 | ||||
| 21 | ማስታወሻ ናይ ዉሽጢ ቢሮ መፃሓሓፊ | ተለጣፊ ብሕብሩ ማእኸላይ | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 22 | ሊድ ምስ እርሳሱ | 0.7 ኦርጅናል | ቁፅሪ | 10 | ||||
| 23 | ካኪ ፖስታ | ማእኸላይ ኦርጅናል | ዝተአሸገ /ደስጠ/ | 05 | ||||
| 24 | ክላሰር 250 ግራም | ኦርጅናል | ቁፅሪ | 50 | ||||
| 25 | ፕሪንተር ቀለም | 35 A | ቁፅሪ | 08 | ||||
| 26 | ፕሪንተር ቀለም | 106 A | ቁፅሪ | 05 | ||||