ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ: ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት: አቁሑት ቢሮን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዓዲ አብ በጀት ዓመት 2009 ዓም ከተማ ዓብዩ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኤለክትሮኒክስ: ፅሕፈት መሳርሒ: ፅሬት አቁሑት: አቁሑት ቢሮን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 13, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓ/ዓዲ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊኮሌጅ ሕርሻ ሽረ እንዳስላሰ ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ንብረታት ማለት እዉን ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት አቁሑት ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ፈርኒቸር መድሓኒት እንስሳ ናዉቲ ትምህርቲ አቁሑት ፅሬት መሳርሒ ህንፃ መለዋወጢ አቁሑት ሳይክልን ሞተር ሳይክልን ከምኡዉን ዕጥቂ ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 11, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ አብቲ ወረዳን ዝርከባ ኣብያተ ዕዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ቀለልትን ሃለቅትን አቁሑት: ኤሌክትሮኒክስን: ስፔር ፓርት :ጎማን ባትርን :ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ አቁሑት: ፅሬት አቁሑት :ሕትመት: ፈርኒቸር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : አቁሑት መለዋወጢ ተሽከርከርቲ: አቁሑት ፅሬት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ቀወምቲ ንብረት ቤት ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊቤት ፅሕፈት ትልምና ፋይነስን ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንአብያተ ቤት ግልጋሎት ዝዉዕል ንፅሕፈት መሳርሒ : አቁሑት መለዋወጢ ተሽከርከርቲ: አቁሑት ፅሬት: ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ቀወምቲ ንብረት ቤት ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 8, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ታሕታይ ቆራሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ኣብ ወረድኡ ንዝርከባ ንኩለን ቤት ፅሕፈታት ን 2009 በጀት ዓመት ጠቅላላ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ንብረት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጉሎመከዳ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወ/ደ/ተምቤን ናይ ቤ/ፅ/ት ምም/ር ኣብ በጀት ዓመት 2009 ንዝትፈላለዩ ኣገልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ደጎዓ ተምቤን ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ አቁሑት :ናይ ዜብራ ቀለም :ኤለክትሮኒክስ: ምሩፅ ሓመድ ምፍራይ ወይዉን ዶዘር ክራይ :ናይ መኪና ጎማን ባትርን :መለዋወጢ አቁሑት መኪና: ህንፃ መሳርሒ: መለዋወጢ አቁሑት ሞተር ሳይክልን :ዕጥቂ ስፖርትን ን 2009 በጀት ዓመት ብግልፂ ጨረታ ብግልፂ ጨረታ ክገዝን ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2009 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ በጀት አብ ወረድኡ ንዝርከባ ኣብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ሀለቅቲአቁሑትን: ናይ ፅሬት አቁሑት: ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮ :ሕትመትን: ናይ ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ወልቃይት ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣፅቢ ወንበርታ መሳርሒ ፅሕፈት :መቀያየሪ አቁሑት መካይን: መቀያየሪ አቁሑት ሞተር ሳይክል: አቁሑት ፅሬት :ሕትመት :አቁሑት ኤለክትሮኒክስ ፅገና ኤለክትሮኒክስ :አቁሑት ቢሮን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ኣፅቢ ወንበርታ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም አብ 2009 በጀት ዓመተ ንግልጋሎት ኣብያቲ ፅሕፈት ወረዳና ዝዉዕሉ ዝተፋላለዩ ዓይነት ንብረት ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግን የደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጳጉሜን 3, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታተወሳኺ ኣንብብ