ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ደደቢት ትፈልም ኣብ ዝተፈላለዩ ወረዳታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዋርዲያ መፈተሺ ገዛን ሪኢቶ መዉሃብን ሳንዱቅን ንምስራሕ ናይ ፈርኒቸርን ብረታ ብረት ፍቃድ ዘለዎምን ብግልፂ ኣጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 23, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።